ማህደረ ቃላት
Glossary
እዚ ማህደረ ቃላት ንጾታዊን ተዋልዶኣዊን ጥዕናን መሰልን ዝምልከት ቃላት ይገልጽ። ብዛዕባ ኣካላት፡ ስሚዒታት፡ ዝምድናታት፡ ጾታ፡ መንነት፡ ጥዕናን ሕግታትን ዝገልጽ ቃላት ክትረክብ ኢኻ።
ኵሎም ሰባት ብዛዕባ እዞም ኣርእስቲ ፍልጠት ክረኽቡ መሰል ኣለዎም። ብዛዕባ ኣካላት፡ ዝምድናታትን ጾታውነትን ብቓላት ክትገልጽ ኣብ ትኽእለሉ፦
- ብዛዕባ ጥዕናኻ ሓበሬታ ኣብ ምርካብን ምርዳእን፡
- ምስ መጻምድትኻ ኣብ ትዘራረበሉን፡
- ምስ ሕክምና ኣብ ትራኸበሉ እንታይ ከም ዘድልየካ ኣብ ምግላጽን ዝቐለለ ይኸውን።
እዚ ማህደረ ቃላት ኣብ ሽወደን ዝተዳለወ ኾይኑ ምስ ናይ ሽወደን ሕግታትን ናይ ሽወደን ስርዓት ሕክምናን ዝተኣሳሰሩ ቃላት ዝሓዘ እዩ። ዋላ ኣብ ካልእ ሃገር ትቕመጥ ኵን፡ እዞም ኣብዚ ዘለዉ ቃላትን መግለጺታትን ክሕግዙኻ ይኽእሉ እዮም።
ኵሎም ቃላት ንምርኣይ ንታሕቲ ውረድ። ቀልጢፍካ ጃንቲ ቃል ክትረክብ ትደሊ ዲኻ? ኣብታ እታ ቃል ትጅምረላ ፊደል ጠውቕ።
A
B
C
D
E
F
G
H
I
J
K
L
M
N
O
P
Q
R
S
T
U
V
W
X
Y
Z
Å
Ä
Ö