ኣካላት፡ ጥዕናን ጾታውነትን ብዝተፈላለየ ቋንቋታት

ማህደረ ቃላት

Glossary

እዚ ማህደረ ቃላት ምስ ጾታዊን ተዋልዶኣዊን ጥዕናን መሰልን ዝተኣኣሳሰረ ቃላት የጠቓልል። እቶም ቃላት ብዛዕባ ሰብነት፡ ስምዒታት፡ ርክባት/ዝምድናታት፡ ጾታ፡ መንነት፡ ጥዕናን ሕግን እዮም። ብዛዕባ እዚኣቶም ጉዳያት ሓበሬታ ክህልወካ ይግባኣካ እዩ።